Mezmur.org

Powerd by bisrat.com

Teaching

robel

  • PDF

<sf

<sfdfd

sfdg

sgdsfd

sgsfdg

gsdsfdg

fgfs

gf

g

gs

g

Last Updated on Friday, 31 October 2014 11:44

  • administrator
  • Hits: 54079
robeltop

ቃል መሕተት ምስ ሮቤል ነጸረኣብ "መዝሙር ኣብ ማሕበር ኣምላኽ"

  • PDF
ምስ ገዛእ ርእሰይ ከላልየኩም። ስመይ ሮቤል ነጸረኣብ፡ ስም በዓልቲ ቤተይ ሓቂ፡ ስም ወደይ ማርኽ፡ ስም ጋለይ ድማ ኡሪም እብሃል። ነቲ እንኮ መገዲ፡እንኮ ሓቂ፡ እንኮ ህይወት ዝኾነ ጎይታ ካብ ዝረክብ ድማ ዓመታት ገይሩ ኣሎ። ሕጂ ኣብ ሃገረ ጀርመን እቅመጥ ኣሎኹ። ጎይታ ብዝኸፈተለይ ኣፈደጌታትን ብዘብዝሓለይ ጸጋን ምሕረትን ድማ የገልግል ኣሎኹ። በዚ ኣጋጣሚ ድማ፡ ንኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ኤርትራ ስለቲ ዝሃበኒ ናይ ቃለ-ምልልስ ዕድል ከመስግኖ እፈቱ። ነቲ ዝቐርበለይ ዘሎ ሕቶታት ከምቲ ዝበጽሓክዎን እተረዳእክዎ ክምልሶ ክፍትን እየ። ስለዚ ኣብቲ ኩሉ ዝግበር ቃለ-ምልልስ ከምታ ዝበጽሓክዋ እተረዳእክዎ፡ ጎይታ እዉን ከምዝደገፈኒ እየ ክምልስ እሞ፡ እቲ ዝብሎ ኩሉ ናይ ምንም ነገር መዓቐኒ ወይ መምዘኒ ዘይኮነስ፡ ናይ ሓደ ዉልቐ ሰብ ሓሳብ ወይ ርእይቶ ከምዝኾነ ኩሉ ኣንባቢ በዚ ነገር ርዱእ ክኸዉን እላቦ። ንዝኾነ ሕቶ ዝፈጥር ነገር፡ ብቃል ኣምላኽ ንምምላስ ወይ ንምብርህራህ፡ በዚ ኢመይል ክትዉከሱኒ ትኽእሉ ኢኹም This e-mail address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it .

Last Updated on Monday, 01 October 2012 15:41

Read more...

  • administrator
  • Hits: 60886
worshiptogod

መዝሙር ንኣምላኽ (ቀድማይ ክፋል)

  • PDF

መእተዊ

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ብመዝሙር ይምለኽ ነይሩ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ'ውን ደቂ እስራኤል ኣብ እዋን ዓወቶም፣ ኣብ መቕደስ ከምኡውን ኣብ እዋን በዓላቶም ብመዝሙር ገይሮም ንኣምላኽ የመስግኑ ኔሮም። እዚ ነገር እዚ ድማ ከምቲ ሰብ ብደርፍን መሳርሒ ሙዚቃን ገይሩ ንሰባት ኮነ ንኣማልኽቱ ዜምስግንን ዚውድስን ይመሳሰል። እንተኾነ እዚ ነገራት እዚ ካብቲ መንፈሳዊ መበገሲኡ እተጠልፈ ወይስ እተበላሸወ ምዃኑ ንርዳእ። ኣብዛ ትምህርቲ እዚኣ መዝሙርን ኣምልኾን ዘለዎ ምትሕሓዝ ክንርኢ ኢና።

Last Updated on Monday, 01 October 2012 15:42

Read more...

  • administrator
  • Hits: 62086

Recently added artists

Albums: 1
Songs: 2
Edel Rekibe
Albums: 1
Songs: 6
Edilenja'ye
Albums: 1
Songs: 1
Kizimir eye
Albums: 1
Songs: 14
Misganay
Albums: 1
Songs: 12
Ab zemen hiwetey
Albums: 0
Songs: 0

Our portals

Our Sites

  • Bisrat.com
  • Eriwongel.com
  • Sbket.com
  • Hiwet.net
  • Miskrnet.com
  • Eribible.com

Image Temp

Mezmur.org beta portal is online!

Today we announce that Mezmur Online Portal is up and available! You are invited to hear the listed albums and features songs of different Gospel Singers. Try it out for yourself and give us feedback by taking a quick survey.

We are excited to present the Beta Mezmur.org  portal to you and look forward  your comments to EGMM TEAM  !